fugee films

ፊልም ኣፈጻጽማ ዉዕል

* ከመይ ጌረ ዉዕል ናይ ሞባይል ካዓጽዎ ኣለኒ?

* እቲ ናይ መወዳአታ ናይቲ ዉዕል መዓዝ ን በየናይ መንገዲ ክዓጽዎ ኣለኒ ?

* ከመይ ጌረ ገዛ ክደሊ ከም ዘለኒ ፣ ከመይ ጌረ ናብ ካልእ ገዛ ክቅይር ከምዝክእል ን ከምኡ ድማ ሓዱሽ ስራሕ ኣብ እንጅምረሉ ክንገብሮም ዝግብኦም ጥንቃቀታት ?

ንዞም ሕቶትታት ደረጃ ብደረጃ መልሲ ኣዳሊናልኩም ኣለና: : ስደተኛታት ብተደጋጋሚ ብዘይፍላጥ ዝሰርሕዎም ጌጋታት ከመይ ገሮም ከም ዘወግድዎን ኣዳሊናልኩም ኣለና::

ብዝተከኣለና ድማ ስእላዊ መግለጽታትን ካርቱን ፊልምን ኣዳሊናልኩም ኣለና ዋላእኳ ክንድትዝድለ እንተዘይሓገዘ ግልጽታትን ቪዥዋል መራከብቲ ኮይኖም ንናይ ቋንቋ ሕጽረት ክቀርፉ ዝክእሉ ጠቀምቲ ሓበሬታታት እዮም: :

መተሓባበሪ : ቤት ጽሕፈት ዓደግቲ(ሸመትቲ) ን ካልኦት ወሃብቲ ሓገዛትን

ዓላማ: ጠቃሚ ሓበሬታታትን ምኽርታትን ንኣብነት ኣብ ጊዜ ንብረት ምግዛእን ዉዕል ምፍጻምን ፣ ኣገልግሎት ምክርን ሓገዝን ኣብ ጊዜ ገዛ ምድላይን ምክራይን::

 

Wir sind ein Kollektiv aus Designern, Redakteuren und Filmern. Unser Team ist international besetzt, die gemeinsame Heimat das Saarland. fugeefilms bündelt und gestaltet Informationen für Geflüchtete und Migranten in einem neuen, konsequent mehrsprachigen Format.