fugeefilms gGmbh

ፊልም ኣብ ሓደጋ ጊዜ ክንገብሮም ዝግበኣና ጥንቃቀ

* ኣብ ገዛኩም ሃንደበታዊ ናይ ሓዊ ባርዕ ኣብ ዘጋጥመሉ ጊዜ ከምኡ እዉን ኣብ ቀዳመ ሰናብቲ ሃንደበት ሓደጋ ኣብ ዘጋጥመሉ እንታይ ክንገብር ኣለና ?

* ኣድራሻ ኣብ ከባቢኩም ዝርከቡ ፋርማሲታትን ናይ ሃንደበታዊ ኣገልግሎት ዝህባ ሆስፒታላት ኣበይ ከምዝርከባ ?

* ብዛዕባ ኣብ ስድራ ጸገም ኣብ ዘጋጥመሉ ጊዜ ናብ መን ክከድ ኣለኒ ከምኡ እዉን አቲ ዝከዶ ወሃቢ ኣገልግሎት ክንደየናይ ሚስጥረይ ይሕልወለይ ?

* ስደተኛታት ምእንታን ብቀሊሉ ክትጥቀሙሉ ፥ ኣብ ግዜ ሃንደበታዊ ሕማምን ህጹጽ ረድኤት ኣብ ዘድልየኩም ጊዜ ናይ ዝተፈላለያ ወሃብቲ ኣገልግሎት ኣድራሻታት ኣዳሊናልኩም ኣለና: :

* ናይ ቋንቋ ጸገም ዘለኩም ምእንታን ብቀሊሉ ክትርድእዎ ብመልክዕ ካርቱን ፊልምን ስእላዊ ጽሕፉን ኣዳሊናልኩም ኣለና: :

መተሓባበሪ : ኣገልግሎት ጥዕናን ካልኦት ሓገዝ ዝህቡ ኣካላትን

ዓላማ : ኣገዳሲ ሓበሬታብዛዕባ ሕክምናን ሃንደበታዊ ናይ ስነ ኣእምሮን ጸገም ንዘለዎም ፣ ብዛዕባ ጥዕናን ንስድራቤት ሓገዛትን

 

Making of