fugeefilms gGmbh

ፊልም ርእሰ ከተማ ዛርብሩከን (LHS)

ምስ ከተማ ዛርብሩከን ብምትሕብባር ዓላማ፣ ኣብ ከተማና ናይ እንቑዕ ደሓን መጻኹም ፣ ናይ ሓባር ርክባት ፣ ሓገዝ ዝህባ ቤት ጽሕፈታት ፣ ኣመሓዳድራን ትካላት ወሃብቲ ግልጋሎትን፣ ናይ ትምህርቲ ዕድልን ከምኡ እዉን ቀጥታዊ ሓገዛትን ሓበሬታታት ምሃብ

ንከተማና ብዓይነቱ ሓዱሽ ን ዘመናዊን ዝኮነ ኣሰራርሓ ሜላ ጀሚሩ ኣሎ እዚ ከኣ ምስ ስደተኛታት ቀጥታዊ ርክብ ክህልዎ ይገብር ፣ ሓበሬታ ምዉሃብን ቢሮክራሲ ናይ ቤት ጽሕፈታት ይህብር: :

ዝተወሳሰቡ ሕግታትን ኣከያይዳትን ብፍላይ ከኣ ነቶም ቋንቋ ጀርመን ሕጽረት ዘለዎም ብቀሊሉ ንክፈትሕዎ ከምኡ ዉን ነቲ ናይ ጀርመን መነባብሮ ሜላ ብቅልጡፍ ንክለምድዎን ኩሎም ጸገማት ንክኣልይዎምን: : ብቐጥታ ናብቲ መርበብ ሓበሬታ ብምእታው ሰነዳትን ከምኡ ዉን ቀለልቲ መብራህርሂታት ምርካብ ፣ ብተወሳኪ ድማ ሓበሬታት ምርካብ ፣ ነንሕድሕድካ ምትሕግጋዝን ኣብቲ ማሕበረሰብ ኣቲካ ብዝተፈላለዩ ነገራት ምንጣፍ: :

Making of